1. Your Story
    1. Send in Messenger

News Feed

Eritrea Shikor is live now.
2 hrs
Click for more
Live Video Interrupted
The broadcast has been paused. It should resume shortly.
Live Video Not Available.
It may contain content that is limited in the country you are in.
This live video has ended.
It'll be available to watch on Eritrea Shikor's timeline shortly.
Follow to see more of Eritrea Shikor's videos when she goes live.
Live Notifications
It looks like you may be having problems playing this video. If so, please try restarting your browser.
Close
Posted by Eritrea Shikor
LIVE
113
Write a comment...

Efrem Guesh ሰኪቲ ሃመማ
Mana Weldu sheramut
Semere Teklom በልዮም ጥራይ ነዞም እንዳ ጃንዳ

ናይ ሶሊ ዘረባ ዘይተዋሕጠሉ በረኪና ጌሩ ይውሓጦ::

Befelay ezome senafe faratate

Image may contain: 1 person, smiling, closeup
Comments
Write a comment...

ህዝቢ ኣስመራ መስኪናይ ብስእነት ማይ ይሳቐ ኣሎ
Comments
Write a comment...

Most Relevant is selected, so some comments may have been filtered out.
Sammy Paulo Cycling News
14 hrs

ኣማኑኤል ገብረዝጋብሄር ዝቐልጠፈ ተቐዳዳማይ ኤርትራ 2019 ኮይኑ

ሰላም ከመይ ትዉዕሉ ኩቡራት ተኸታተልትና
እታ ን'ዓመት ብሃንቀውታ ኩሉ ኣፍቃሪ ቅድድም ብሽክለታ ክጸበያ ዝጸንሐ ቻምፕዮን ኤርትራ 2019 ሎሚ ብዝተኻየድ ናይ ውልቂ ክሮኖ ሜተር ጀሚሩ ...

ኣብዚ ኣብ ዝተፈላለየ ዕድመ ዝተኻየደ ውድድር ብድምር 6 ወርቂ ኢዩ ተዳልዩ ። ኣብ መወዳእታ ዝተኻየደ ናይ ዓበይቲ ተቐዳድውምቲ ኣዝዩ ሰሓቢ ውድደር ኢዩ ኔሩ
ብፍላይ ኣብዚ ውድድር ንክዕወት ልዑል ግምት ዘይተዋህቦን ኣብ ናይ ጋንታ ክሮኖ ሜተር መትሓዚ ዘይብሉ ኣብ ናይ ውልቂ ግን ከምቲ ዝድለ ዘይዝውር እንዳ ተባህለ ቡዙሕ ዝንቀፍ ኣማኑኤል ገብረዝጋንሄር ዝሃረሞ ግዜ።
ኣነ ዉን ልክዕ ከም ናይ ኩሎም ተዓዘብቲ ሪኢቶ ኢዪ ኔርኒ ኣብ ልዕሊ ኣማኑኤል ኣብ ናይ ጋንታ ዝዝውሮን ኣብ ናይ ውልቁ ዝዝውሮን ኣዝዩ ፍልልይ ስለ ዝረኣኩሉ
ኣብዛ ናይ ሎሚ ውድድር ግን ኣማኑኤል ዝሃረሞ ግዜ ንኹሉ ተዓዛቢ ኣብቲ ጸወታ ዝወዓለ ዘገረመ ዲንቂ ግዜ ኢዩ ኣመዚጊሙ
ኣማኑኤል ንዝተዳለወሉ 36 ኪሎሜተር ብ42" ደቒቕን 29 ሰከንድን እንዳ ሃረመ ኢዩ ነዚ ናይ ውልቂ ክሮኖ ሜተር ክዕወተሉ ዝኸኣለ
#ነፊሩ_እምበር_ዘዊሩ_ክበሃል_ኣይከኣልን_ኢዩ !!"
BRAVO EMA

2ይ- ሲራክ ተስፎም
3ይ- መርሃዊ ቁዱስ

ትሕቲ 23 ዓመት
1ይ- ቢንያም ግርማይ
2ይ- ያቆብ ደበሳይ
3ይ- ዳኔኤል ሃብተሚካኤል

ደቂ ኣንስትዮ ኤሊት

1ይቲ- ደሴት ኪዳነ
2ይቲ- ኣድያም ተስፋኣለም
3ይቲ- ሞሳና ደበሳይ

ትሕቲ 23 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ
1ይቲ - ደሴት ኪዳነ
2ይቲ - ኣድያም ተስፋለም
3ይቲ - ዳናይቲ ፉጹም

ጁንዮር ደቂ ተባዕትዮ

1ይ- መተከል ምስጉን
2ይ- ፊሊሞን
3ይ - ዮሃንስ ዘርኣይ

ጁንዮር ደቂ ኣንስትዮ

1ይቲ- ሚለና ያፌት
2ይቲ- ዳናይት ጸጋይ
3ይቲ- ቤተልሄም ፉጹምብርሃን

See More
Comments
Write a comment...

Breaking news

ወያናይ ጀነራል ኣብርሃ ወልደማርያም (ኳርተር) ሎሚ ንግሆ ሞይቱ " ካድረታት ወያነ ኣብ ታይላንድ ብሕማም ሞይቱ እኳ ዝብሉ ተለው ክሳብ ሕጂ ግን ዝተበጽሐ ሓቂ ተሎ እታ ደብረጼን ዝበላስ ኮይና ዝውሰኹ ኣሎው ይብል ኔሩ ለካ ከም ዓሳ ምብልላዕ ጀሚርክን ::

ጀነራላት ትግራይ ዒሉ መዓኮርካ ሓሉ ኮይና መሬት •

...

ናባና ዝበልዎ ናብኣቶም ተጠውዩ
ኣካ ረአናዮም ተጠሊዖም ከእውዩ !

See More
Image may contain: 3 people, people standing and suit
Image may contain: 2 people, people sitting
Comments
Write a comment...

  • Berie Haqi ወዲ ሽሜ ፡ ቀደም'ንዶ ግዳ እምኒ ሩባ ኣይመሰልካን፡ ዘይበዓል ውቃበ፡ መስሕብ ዘይብሉ፡ ኣይብዘረባ ኣይ ብትርኢት፡ ጉልቻ መቐበል ቁራዕ፡
    • Isayas WediShmie Berie Haqi ከምዚ ከማይ ሰብኣይ፡ ምስሉን ስሙን ንህዝቢ ቀሊዑ ዝኣምነሉ እዩ ዝዛረብ፡ ከምዚ ከማኻ ጀጃዊ፡ ሽለት ዝኾነ ሰብ ግን ኣብ ትሕቲ ቆምሽቲ ሰበይቱ ተሓቢኡ ይጻረፍ።
      ብሓቂ ስረ ዝዓጠቕካ ሰብኣይ እንተ ኮንካ መንነትካ ቀሊዕካ ተጻረፍ እሞ ኣብቲ ዘለኻዮ መጺአ ርእስኻ ክቐልዓኻ። ሙሽሙሽ ዓጢነ ክክክክክ
  • Messel Hager Kid, Denkoro, libi entezihliweka aboka ab gudgag kem anchiwa yisake nisika ab lieli aboka mis isaias aymisaesaekan
  • Isayas WediShmie ዘይሕማምካ ረስቲ ትብል ነበረት ዓባየይ። ካብ ጀነራላት ወያነ ናትና ናይ ኤርትራ ጀነራላት፡ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሰበስልጣናትን በዛ ገና ጉዳ ዘይተፈልጠት ሃንደበታዊት ሕማም ዝተቐዝፉ ዶ ኣይበዝሑ? ንስኻ ግን ኲኖ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም (R.I.P) ብኸመይ ሞይቶም? ኢልካ ብጩቕ ኢልካ ኣይተዛረብካን። ሕጂ ብዛዕባ ዝሞቱ ጀነራላት ኢትዮጵያ ሞት ክትወራዘ ምውዓል ትርጉም የብሉን። ንሶም እንተ ሞቱ ዉን ቀተልቶም ይፈልጡ እዮም። እዞም ናትና ኸ? መን ቀቲልዎም? ስለምንታይ? ዝፍለጥ ነገር የለን።
  • Berie Haqi ቺዲ በሊ፡
    ኢሰያስ ወዲ ሽሜ፡ ወያኒ ምዃን ኣፍሊጡ፡ ነገራት ጎጽጊጹ ጎጽጊጹ ብቅርቅርቱ ይወጽእ ኣለ፡
    ብርል'ስከ ስይትጽናዕ፡ ኣንታ ኣንጭዋ ዕመር መላኺዒ፡

ናይ ቀደም ምሓዙት ከም

ወርቂ እዮም።

ሓደሽቲ ምሓዙት ከም

...

ኣልማዝ እዮም።

ኣልማዝ ረኺበ ኢልካ ግን ነቲ

ወርቂ ኣይትደርብዮ።

ምኽንያቱ ኣልማዝ

ብዘይ ወርቂ ስለ ዘይትሓዝ።

See More
No photo description available.
No photo description available.